-

-

by Kiros Beyene
-

-

by Kiros Beyene

eBook

$9.99 

Available on Compatible NOOK Devices and the free NOOK Apps.
WANT A NOOK?  Explore Now

Related collections and offers

LEND ME® See Details

Overview

ሕብረ-ሰልፋዊ ሊበራላዊ ደሞክራሲ ኣፍሪቃ ግብራውነት ከም ዘይብሉ ምስ ምኽንያቱ ኣብዚ መጽሓፍ ተገሊጹ ኣሎ። ሎሚ ህዝብታት ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፣ መንእሰያት ድማ ብፍላይ ብፖለቲካዊ፣ ማሕበረ-ቁጠባውን ዓለማውን ግንዛበኦም ካብኦም ንታሕቲ ብዝኾኑን ዝሸምገሉን መሪሕነታቶም ጠለባቶም ክምለስን ዕቑር ዓቕምታቶም ክጋሃድን ከም ዘይክእል ዝተረድእሉ መዋእል ኢና ዘሎና። ነዚ ሓቂ'ዚ መንእሰያት ኤርትራ ዝነብርዎ ዘለዉ ስለ ዝኾነ ብዝግባእ ዝተረድኡ’ዮም ዝብል ግምት ኣሎኒ።

እዚ መጽሓፍ ንሓፋሽ ብሓፈሻ፣ ንመንእሰያት ድማ ብፍላይ ንምይይጥን ክርክርን ንምዕዳም እምበር ዘይ-ሻራዊ ደሞክራሲያዊ ስርዓት ጥራሕ’ዩ እቲ ምርጫ ንምባል ኣይኮነን። መንእሰያትና ኣምበብትን ተመራ-መርትን ክኾኑ በቲ ሓደ፣ ንተመኩሮኦምን ተመኩሮ መዘነኦም ዝኾኑ ኣፍሪቃውያንን ብምግምጋም ንገዛእ ርእሶምን ሃገሮምን ዝሓይሽ ፖለቲካዊ ስርዓት ክተኽሉን ሃገሮም ክሃንጹን ድማ በቲ ካልእ ዝዕድም’ዩ። መን-
እሰያትና ብእኩብን ብዉልቅን ደረጃ ንቅሓቶም ዝግምግሙ፣ ብባዕላዊ ትንተናታት ዘይምርሑ፣ ኣብ ፖለቲካ ሃገሮም ብሃውሪ፣ ትሕቲ-ሃገራውን ቤላቤለውን ዘይህውትቱን ክኾኑ እዚ መጽሓፍ ይመክር።

ኪሮስ በየነ
(BA, MA, MSc).

በሊሕ ኣእምሮ ስለ ሓሳባት፣ ማእከላይ ስለ ኣጋጣምታት፣ ንኡስ ኣእምሮ ድማ ስለ ውልቀ-ሰባት ይዝቲ።
ቀዳማዊት ባዓልቲ ቤት አሊኖር ሩዝቨልት


Product Details

BN ID: 2940164925086
Publisher: Kiros Beyene
Publication date: 05/31/2021
Sold by: Smashwords
Format: eBook
File size: 232 KB
Language: Tigrinya
From the B&N Reads Blog

Customer Reviews